ዝኾነ ሓድሽ ቓል ኣብዛ ኣፕ ብምምዝጋብ ትርጉሙ ከነጽንዖን ነብስና ክንፍትንን ንኽእል። ነቲ ከነጽንዖ ዝደለና ቓላ ኣብዝተፈላለየ ደረጃ ናይ ክብደታት ኢልና ብምክፍፋል ክንሰርዖ ንኽአል። ከምኡ ውን ኣብ ነብስኻ ፈትን ዝብል ብምጥቃቕ. ክሳብ ክንደይ ኣብ መጽናዕትና ሶጊምና ከምዘለና ነብስና ክንግምግም ንኽአል።. This App is used for storing new words and their meanings that we learn in our daily lives.